Shop around for the best fuel price because there should be no quality difference across petrol retailers. Credit: Morgan Hancock/Getty Imagesዋጋ ነዳዲ ርጉእ ኣብ ዘይኮነሉ ኩነታት፡ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዘለዉ መራሕቲ መካይን ነዳዲ ንምዕዳግ ብዙሕ ገንዘብ ይኸፍሉ ኣለዉ ። ስለዚ ፡ ነዳዲ ኣብ እትመልኣሉ እዋን ናብ ዝሓሰረ ናይ ነዳዲ መማረጺታት ምኻድ ርትዓዊ ድዩ? መልሲ ናይዚ ሕቶ ፡ ነፍሲ ወከፍ ማኪና ዝደልዮ ዓይነት ነዳዲ ስለዝፈላለ ብቐንዱ ኣብ ዓይነትን ድልየትን ሞተርካ እዩ ዝምርኰስ ።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Melissa Compagnoni
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዋጋ ነዳዲ ርጉእ ኣብ ዘይኮነሉ ኩነታት፡ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዘለዉ መራሕቲ መካይን ነዳዲ ንምዕዳግ ብዙሕ ገንዘብ ይኸፍሉ ኣለዉ ። ስለዚ ፡ ነዳዲ ኣብ እትመልኣሉ እዋን ናብ ዝሓሰረ ናይ ነዳዲ መማረጺታት ምኻድ ርትዓዊ ድዩ? መልሲ ናይዚ ሕቶ ፡ ነፍሲ ወከፍ ማኪና ዝደልዮ ዓይነት ነዳዲ ስለዝፈላለ ብቐንዱ ኣብ ዓይነትን ድልየትን ሞተርካ እዩ ዝምርኰስ ።
Check out our podcast collection here