SKIP TO MAIN CONTENT

“ኤርትራ ኣብ መሰረታዊ ሰብኣዊ ሓርነትን ሃይማኖታዊ ነጻነትን ግህሰት ትፍጽም ኣላ።” መርማሪት ዉሕሃ

SBS Tigrinya News
Source: 40th Session of the Human Rights

ኣብ ኤርትራ ዝረአ ዘሎ ኩነታት ሰፊሕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከም ሃንደበት ማእሰርቲ ዜጋታት፥ ሰባት ጨዊካ ሃለዋቶም ምጥፋእ ግብረስጋዊ ዓመጻትን ጭፍጨፋን ከምዝኾነ እቲ ናይ ዉሕሃ ሪፖርት ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኢትዮጵያ ንፈጻሚ ስራሕግምባር ነጻነት ኦሮሞ ዝኾነ አብዲሳ ረጋሳ ኣበይ ከምዘእተዎ ከፍልጥ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት አምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኤርትራ ዝረአ ዘሎ ኩነታት ሰፊሕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከም ሃንደበት ማእሰርቲ ዜጋታት፥ ሰባት ጨዊካ ሃለዋቶም ምጥፋእ ግብረስጋዊ ዓመጻትን ጭፍጨፋን ከምዝኾነ እቲ ናይ ዉሕሃ ሪፖርት ኣፍሊጡ። ፖሊስ ኢትዮጵያ ንፈጻሚ ስራሕግምባር ነጻነት ኦሮሞ ዝኾነ አብዲሳ ረጋሳ ኣበይ ከምዘእተዎ ከፍልጥ ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት አምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now