ሓደ ዓመት ድሕሪ ምምሕዳር ኣብ ትሕቲ ጣሊባን ከበድቲ ብድሆታት ንኣፍጋኒስታን ይገጥምዋ07:13ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (5.5MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android Source: AAPጣሊባን ንኣፍጋኒስታን ካብ ዝቆጻጸር ናብ ሓደ ዓመት ይቐርብ ኣሎ [[Aug 15]]። ኣብ’ቲ እዋን እቲ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታት፡ እገዳታትን ብድሆታት ቁጠባን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣደራዕ ኣውሪዶም’ዮም። ህጻናት ካብ’ቶም ኣዝዮም ዝተሃስዩ ኮይኖም ህይወት ኣብ’ታ ሃገር ንዝነብሩ ሰባት ኣዝዩ ከቢድ ኮይኑ’ሎ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (5.5MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 21 July 2022 5:51pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareጣሊባን ንኣፍጋኒስታን ካብ ዝቆጻጸር ናብ ሓደ ዓመት ይቐርብ ኣሎ [[Aug 15]]። ኣብ’ቲ እዋን እቲ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታት፡ እገዳታትን ብድሆታት ቁጠባን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኣደራዕ ኣውሪዶም’ዮም። ህጻናት ካብ’ቶም ኣዝዮም ዝተሃስዩ ኮይኖም ህይወት ኣብ’ታ ሃገር ንዝነብሩ ሰባት ኣዝዩ ከቢድ ኮይኑ’ሎ።ShareLatest podcast episodes51:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ነሃሰ 2026)podcast episode51 minutes 46 seconds11:05ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ነሓሰ 2026)podcast episode11 minutes 5 seconds10:58ህብብቲ ደራፊት 'ካንትሪ ሙዚክ' ዶሊ ፓርተንን ዝገደፈቶ ሓድግን፡podcast episode10 minutes 58 seconds09:07ኤርትራዊት ተወዳዳሪት ፅባቐ ስኒት ሃብተኣብ ኣብ ዓለማዊ ውድድር ብህዝቢ ብዝወሃብ ድምጺ ትመርሕ (ጸብጻብ)podcast episode9 minutes 7 seconds