Source: SBS Tigrinyaፕረዝደንት ሱዳን ዑመር አልቨሽር ንፕረዝደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ናብ ሱዳን ክበጽሑ መፀዋዕታ ኣቀሪቦሙሎም፣ ተቐቢሎሞ። ጉዳይ ምምዛዝ ሓዱሽ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ፡ ኢትዮጵያ ዕቑር ነዳዲ ከም ዝረኸበት ተገሊጹ፡ ሃለዋት ናብ ኬንያ ዝተሰዱ ዜጋታት ኢትዮጵያ፡ መቐለ ሃገራዊ መድረኽ ሰላም ንምስንዳእ ትሸባሸብ ከም ዘላ ኢትዮጵያ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ካብ ባንኪ ዓለም ትቕበል፡ ኩባውያን ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ዝተዋደቕሉ መበል 40 ዓመት ታሪክ አብ ሃቫና ከም ዝተዘከረ ሕብረት አውሮፓን ኤጀንሲ ልምዓት ኦስትሪያን 42 ሚልዮን ዩሮ ንበዓለ መዚ ውዳበ መንግስታት ንልምዓት ምብራቕ አፍሪካ (IGAD ) ከም ዘወፈዩ፡፡
ፕረዝደንት ሱዳን ዑመር አልቨሽር ንፕረዝደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ናብ ሱዳን ክበጽሑ መፀዋዕታ ኣቀሪቦሙሎም፣ ተቐቢሎሞ። ጉዳይ ምምዛዝ ሓዱሽ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ፡ ኢትዮጵያ ዕቑር ነዳዲ ከም ዝረኸበት ተገሊጹ፡ ሃለዋት ናብ ኬንያ ዝተሰዱ ዜጋታት ኢትዮጵያ፡ መቐለ ሃገራዊ መድረኽ ሰላም ንምስንዳእ ትሸባሸብ ከም ዘላ ኢትዮጵያ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ካብ ባንኪ ዓለም ትቕበል፡ ኩባውያን ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ዝተዋደቕሉ መበል 40 ዓመት ታሪክ አብ ሃቫና ከም ዝተዘከረ ሕብረት አውሮፓን ኤጀንሲ ልምዓት ኦስትሪያን 42 ሚልዮን ዩሮ ንበዓለ መዚ ውዳበ መንግስታት ንልምዓት ምብራቕ አፍሪካ (IGAD ) ከም ዘወፈዩ፡፡