SKIP TO MAIN CONTENT

“ካሕሳይ በርሀ፣ ኣደይ ብሞት ወዳ ኣብ ዉዕይ ሓዘና’ከላ፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምትኸይድ ገይሩ፡ ብድሕሪኣ ናይ ሓወይ ደርፊታት ብካሴት ኣሕቲሙ ሸይጥዎ።” ኪዳነ ገ/ዮሃንስ

KaHsay Berhe and Alex KaHsay
KaHsay Berhe and Alex KaHsay Source: SBS Tigrinya

ብዙሓት ሰማዕትና ምስ ስነጥበባዊያን ካሕሳይ በርሀን ኣሌክስ ካሕሳይን ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት ምስ ሰምዑ፣ ርእይቶታቶም ክገልጹልና ቀንዮም። ብፍላይ ግና ነቲ ንበዓል ካሕሳይ በርሀ ገለ ግጥሚታትን ዜማታትን ዝሃበ፡ ግና ኣብ 1991 ዝሞተ እስቲፋኖስ ገብረሃንስ ንበዓል ካሕሳይ ዝሃቦም ደርፊታት ዝምልከት፣ “ሓዉ ንእስጢፋኖስ ገብረዮሃንስ’የ፡ ብሰንኪ እቲ ካሕሳይ ዝወሰዶ ናይ ሓወይ ደርፊታት፣ ኣብ ስድራና ዝወረደ በደል ክዛረብ እደሊ ኣለኹ” ኢሉና። ንሕና ድማ ድምጹ ከስምዕ ዕድል ሂብናዮ። ብወገና ንካሕሳይ በርሀ ብዛዕባ’ቲ ዝበሃል ዘሎ ክሲ ክምልስ ሓቲትናዮ ዝሃበና ሓጺር መልሲ’ውን ኣሎ፣ ሰማዕትና’ውን ነዚ ሰሚዕኩም ርእይቶኹም ሃቡና።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዙሓት ሰማዕትና ምስ ስነጥበባዊያን ካሕሳይ በርሀን ኣሌክስ ካሕሳይን ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት ምስ ሰምዑ፣ ርእይቶታቶም ክገልጹልና ቀንዮም። ብፍላይ ግና ነቲ ንበዓል ካሕሳይ በርሀ ገለ ግጥሚታትን ዜማታትን ዝሃበ፡ ግና ኣብ 1991 ዝሞተ እስቲፋኖስ ገብረሃንስ ንበዓል ካሕሳይ ዝሃቦም ደርፊታት ዝምልከት፣ “ሓዉ ንእስጢፋኖስ ገብረዮሃንስ’የ፡ ብሰንኪ እቲ ካሕሳይ ዝወሰዶ ናይ ሓወይ ደርፊታት፣ ኣብ ስድራና ዝወረደ በደል ክዛረብ እደሊ ኣለኹ” ኢሉና። ንሕና ድማ ድምጹ ከስምዕ ዕድል ሂብናዮ። ብወገና ንካሕሳይ በርሀ ብዛዕባ’ቲ ዝበሃል ዘሎ ክሲ ክምልስ ሓቲትናዮ ዝሃበና ሓጺር መልሲ’ውን ኣሎ፣ ሰማዕትና’ውን ነዚ ሰሚዕኩም ርእይቶኹም ሃቡና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now