SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ መንጎ ተጋሩን ኣምሓራን ዝቕልቀሉ ዘይምቅዳዋት ብዋዕላታት ይፍትሑ’ዶ?

Gonder
Amhara and Tigray Region Administrators Source: Million

ትግራይ 500፡ ኣምሓራ ድማ 800 ዓበይቲ ዓዲ ዝወከላሉ፡ ኣብ ጎንደር ዋዕላ ሰላም ኣምሓራን ትግራይን ተኻይዱ። እቲ ኣብ ጎንደር ዝተግብረ ዓቢ ዋዕላ ሰላም ክልቲኡ ህዝቢታት መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መቐለ ተገይሩ ዝነበር’ዩ። ምስክር ዕቱብነት ናይቲ ዋዕላ፡ ብዘይካ ናይ ክልቲኤን ክልላት ርእሳነ ምምሕዳራት፡ ሰብ መዚ ፈደራል’ውን ተሳቲፎሞ እዮም። ዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ትግራይ 500፡ ኣምሓራ ድማ 800 ዓበይቲ ዓዲ ዝወከላሉ፡ ኣብ ጎንደር ዋዕላ ሰላም ኣምሓራን ትግራይን ተኻይዱ። እቲ ኣብ ጎንደር ዝተግብረ ዓቢ ዋዕላ ሰላም ክልቲኡ ህዝቢታት መቐጸልታ ናይቲ ኣብ መቐለ ተገይሩ ዝነበር’ዩ። ምስክር ዕቱብነት ናይቲ ዋዕላ፡ ብዘይካ ናይ ክልቲኤን ክልላት ርእሳነ ምምሕዳራት፡ ሰብ መዚ ፈደራል’ውን ተሳቲፎሞ እዮም። ዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now