SKIP TO MAIN CONTENT

ንጸዓዱ ኣውስትራሊያዊያን ዝውክል ካልእ ማዕከን ዜና ኣብ ኣውስትራሊያ ክህሉ ሰነተር በርስተን ኣሚሙ።

Burston gets a hug from Pauline Hanson after speech (AAP)
Burston gets a hug from Pauline Hanson after speech (AAP) Source: Burston gets a hug from Pauline Hanson after speech (AAP)

ናይ ሰልፊ one nation ሰነተር ብራይን በርስተን ናብ ፓርላማ መእተዊ መደረኡ፡ SBS, NITV ምኡውንABC ን ንኡሳን ኢትኒካዊያን ጉጅለታት ዝውክላ ማዕከናት ዜና ብምዃነን ገለ ባጀት መንግስቲ ካብኣተን ተወሲዱ ሓደ ንጸዓዱ ኣውስትራሊያዊያን ዝውክል ካልእ "patriotic broadcasting" corporation ዝበሃል ማዕከን ዜና ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐውም ኣሚሙ። መራሒት ሰልፊ one nation ፖውሊን ሃንሰን ድማ ንዘረባ እቲ ሰነተር ደጊፋ ተሓቢና።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰልፊ one nation ሰነተር ብራይን በርስተን ናብ ፓርላማ መእተዊ መደረኡ፡ SBS, NITV ምኡውንABC ን ንኡሳን ኢትኒካዊያን ጉጅለታት ዝውክላ ማዕከናት ዜና ብምዃነን ገለ ባጀት መንግስቲ ካብኣተን ተወሲዱ ሓደ ንጸዓዱ ኣውስትራሊያዊያን ዝውክል ካልእ "patriotic broadcasting" corporation ዝበሃል ማዕከን ዜና ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐውም ኣሚሙ። መራሒት ሰልፊ one nation ፖውሊን ሃንሰን ድማ ንዘረባ እቲ ሰነተር ደጊፋ ተሓቢና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now