SKIP TO MAIN CONTENT

Homeland

Homeland Report
Source: Twitter YT

ቁጽሪ ብኮሮናቫይረስ ዝሓመሙ ሰባት ኣብ ኢትዮጵያ 108 በጺሑ ኣብ ኤርትራ 39 በጺሑ። ዝደሓኑ ከኣ ኣብ ኢትዮጵያ 16 ኣብ ኤርትራ 3 ኮይኖም። ኣብ የመን ኣብ መዋጥር ኩናትን ጥሜትን ኣትዮም ዝነበሩ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ናብ ማእኸል መጠረዚ ስዑዲ ዓረብ ኣትዮም። ኣብ ትግራይ ዝርከብ ልዕሊ 18 ሽሕ ስደተኛታት ኤርትራ ዝነብሩሉ መዓስከር ክዕጾ እዩ። እቶም ኣብ ዝነብሩ ከኣ ናብ ካልእ ክውዝዑ እዮም ተባሂሉ። ኤረትራውያን ስደተኛታት ግን ኣብ ምዕጻው እቲ መዓስከር ኢድ መንግስቲ ኤርትራ ኣሎ ይብሉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቁጽሪ ብኮሮናቫይረስ ዝሓመሙ ሰባት ኣብ ኢትዮጵያ 108 በጺሑ ኣብ ኤርትራ 39 በጺሑ። ዝደሓኑ ከኣ ኣብ ኢትዮጵያ 16 ኣብ ኤርትራ 3 ኮይኖም። ኣብ የመን ኣብ መዋጥር ኩናትን ጥሜትን ኣትዮም ዝነበሩ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ናብ ማእኸል መጠረዚ ስዑዲ ዓረብ ኣትዮም። ኣብ ትግራይ ዝርከብ ልዕሊ 18 ሽሕ ስደተኛታት ኤርትራ ዝነብሩሉ መዓስከር ክዕጾ እዩ። እቶም ኣብ ዝነብሩ ከኣ ናብ ካልእ ክውዝዑ እዮም ተባሂሉ። ኤረትራውያን ስደተኛታት ግን ኣብ ምዕጻው እቲ መዓስከር ኢድ መንግስቲ ኤርትራ ኣሎ ይብሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now