Credit: Beyene Weldegiorgisነባሪ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነ ናይ ሕርሻ ተመራማሪ ኣቤል ተኸስተ፡ ንብዙሕ ዓመታት ተመራሚሩ፡ ንባህላዊ ስዋ ናብ ምዕቡል ቢራ፡ ንጣፍ ድማ ብመልክዕ ፓስታ ቐይሩ እንጀራን ስዋን ንመዓልታት ጥራይ ዘይኮነ ን ኣዋርሕን ዓመታትን ከይተበላሸወን ሳይንሳዊ ኣሰራርሓ ተኸቲሉ ከምዝስራሕ ኣብ ምግባር ይርከብ። ነዚ ንምግባር ብኸመይ ተበጊሱ፧ ኣገባብ ኣሰራርሓኡ ከመይ ይመስል፧ ተቐባልነቱኸ፧ ነዚን ካልእን ብዛዕባ ስርሑ ኣዕሊሉና ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ነባሪ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነ ናይ ሕርሻ ተመራማሪ ኣቤል ተኸስተ፡ ንብዙሕ ዓመታት ተመራሚሩ፡ ንባህላዊ ስዋ ናብ ምዕቡል ቢራ፡ ንጣፍ ድማ ብመልክዕ ፓስታ ቐይሩ እንጀራን ስዋን ንመዓልታት ጥራይ ዘይኮነ ን ኣዋርሕን ዓመታትን ከይተበላሸወን ሳይንሳዊ ኣሰራርሓ ተኸቲሉ ከምዝስራሕ ኣብ ምግባር ይርከብ። ነዚ ንምግባር ብኸመይ ተበጊሱ፧ ኣገባብ ኣሰራርሓኡ ከመይ ይመስል፧ ተቐባልነቱኸ፧ ነዚን ካልእን ብዛዕባ ስርሑ ኣዕሊሉና ኣሎ።