on the Blue Room Balcony after signing the Abraham Accords at the White House in Washington, Sept. 15, 2020. (AP Photo/Alex Brandon, File) Source: AP / Alex Brandon/AP Photo/Alex Brandon
ነቲ ምስ ኢራን ዘሎ ኲናት ደው ንምባል ኣብ ስምምዕ ንምብጻሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ሃገራት ወሽመጥ ምስ እስራኤል ዘለዎም ርክብ ከመሓይሹ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ጸዊዑ። ትራምፕ ኣብቲ ማሕበራዊ ሜዲያኡ ኣብ ትሩዝ ሶሻል ዝጸሓፎ መልእኽቲ: ሃገራት ዓረብን እስላምን ነቲ ብ "Abraham Accords' ወይ ዉዕል ኣብርሃም ዝበሃል ስምምዕ ክፍርማ ኣለወን ኢሉ ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ እቲ ውዕል እንታይ ምዃኑን ኣገዳስነቱን ከብርህ እዩ። Published 28 May 2026 8:55am
By Camille Bianchi, Deborah Groarke
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ነቲ ምስ ኢራን ዘሎ ኲናት ደው ንምባል ኣብ ስምምዕ ንምብጻሕ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን ሃገራት ወሽመጥ ምስ እስራኤል ዘለዎም ርክብ ከመሓይሹ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ጸዊዑ። ትራምፕ ኣብቲ ማሕበራዊ ሜዲያኡ ኣብ ትሩዝ ሶሻል ዝጸሓፎ መልእኽቲ: ሃገራት ዓረብን እስላምን ነቲ ብ "Abraham Accords' ወይ ዉዕል ኣብርሃም ዝበሃል ስምምዕ ክፍርማ ኣለወን ኢሉ ። እዚ ዝስዕብ ትሕዝቶ እቲ ውዕል እንታይ ምዃኑን ኣገዳስነቱን ከብርህ እዩ። Check out our podcast collection here