Source: Amazon** ኣሰር ኣጻብዕቱ ኣብ ብዙሓት ፍሉጣት ፍርያት ሙዚቃ ዘንበረ ኣብ ወርቃዊ ግዜ ሙዚቃ ኢትዮጵያን ኤርትራን ማለት 60ታትን 70ታትን ዓቢይ ኣበርክቶ ዝገበረ ሙዚቀኛ ኤርትራዊ ኣቡበከር ኣሻኪሕ ** ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ካብ'ቶም ቀዳሞት ኣዳራሽ ለይታዊ ሙዚቃዊ ምርኢት ዝኸፈቱ ** ሙዚቃዊ ምርኢትን ምዝንጋዕን ኣዲስ ኣበባን ኣስመራን ዝቐየረ፡ ናይት ከለባት ኣዲስ ኣበባ ዝፈጠረን ዘድመቐን ** ምስኡ ካብ ዝሰርሑ ስነጥበባውያን፡ ጸሃይቱ በራኺ፡ ጥላሁን ገሰሰ፡ ማሕሙድ ኣሕመድ፡ ተሾመ ምትኩ፡ ሙላቱ ኣስታጥቄ፡ .... ** ኳሬንቲ ናይ ለይቲ፡ እይዋት ስትናፍቀኝ፡ የፍቅር ሸማኔ፡ ሸጊየ ሸጊቱ.... ** "ማዕረይ እዩ ደሞዝ ዝኽፈሎ፡" ኣንፈት ሙዚቃን ምርኢትን ዝቐየረ በሊሕ ስነጥበባዊ ኣቡበከር ኣሻኪሕ
** ኣሰር ኣጻብዕቱ ኣብ ብዙሓት ፍሉጣት ፍርያት ሙዚቃ ዘንበረ ኣብ ወርቃዊ ግዜ ሙዚቃ ኢትዮጵያን ኤርትራን ማለት 60ታትን 70ታትን ዓቢይ ኣበርክቶ ዝገበረ ሙዚቀኛ ኤርትራዊ ኣቡበከር ኣሻኪሕ ** ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ካብ'ቶም ቀዳሞት ኣዳራሽ ለይታዊ ሙዚቃዊ ምርኢት ዝኸፈቱ ** ሙዚቃዊ ምርኢትን ምዝንጋዕን ኣዲስ ኣበባን ኣስመራን ዝቐየረ፡ ናይት ከለባት ኣዲስ ኣበባ ዝፈጠረን ዘድመቐን ** ምስኡ ካብ ዝሰርሑ ስነጥበባውያን፡ ጸሃይቱ በራኺ፡ ጥላሁን ገሰሰ፡ ማሕሙድ ኣሕመድ፡ ተሾመ ምትኩ፡ ሙላቱ ኣስታጥቄ፡ .... ** ኳሬንቲ ናይ ለይቲ፡ እይዋት ስትናፍቀኝ፡ የፍቅር ሸማኔ፡ ሸጊየ ሸጊቱ.... ** "ማዕረይ እዩ ደሞዝ ዝኽፈሎ፡" ኣንፈት ሙዚቃን ምርኢትን ዝቐየረ በሊሕ ስነጥበባዊ ኣቡበከር ኣሻኪሕ