ኣብ 2006 ናይ ኤርትራ ሳልሳይ ፓትሪያርክ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ካብ መዓርጎም ተኣልዮም ኣብ ትሕቲ ናይ ገዛ ማሕዩር ካብ ዝኣትዉ መበል 12 ዓመት ሓሊፉ’ሎ። ንዝኽሪ ናይ’ቲ ዕለት ምኽንያት ብምግባር እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረን ኣመዓባብልኡን መብርሂ ክህቡና ካህናት ቀሺ ማርቆስ ደባስን ቀሺ ሓለፎም ወልደማርያምን ዕዱማትና ጌርና ኣቕሪብናዮም ኣለና።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends