Source: Getty Imagesናይ ኣውስትራሊያ መንግስቲ ብዘይኽፍሊት ብናጻ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ምስ ዓቕሚ ሞያ ምጥያስ ኣወሃሂዱ ብምሃብ፡ ሓደሽቲ ተሰደድቲ ትርጉም ብዘለዎ መንገዲ ኣብ ኣውስትራሊያ ናብራ ህይወቶም ክሳተፉ የግብር ። ኣብዚ እዋን እዚ ምምሕያሽ ብዝተገብረሉ ስርዓት ብዙሓት ስደተኛታት ንንውሕ ዝበለ ግዜ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም ።
ናይ ኣውስትራሊያ መንግስቲ ብዘይኽፍሊት ብናጻ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ምስ ዓቕሚ ሞያ ምጥያስ ኣወሃሂዱ ብምሃብ፡ ሓደሽቲ ተሰደድቲ ትርጉም ብዘለዎ መንገዲ ኣብ ኣውስትራሊያ ናብራ ህይወቶም ክሳተፉ የግብር ። ኣብዚ እዋን እዚ ምምሕያሽ ብዝተገብረሉ ስርዓት ብዙሓት ስደተኛታት ንንውሕ ዝበለ ግዜ ናይ እንግሊዝኛ ትምህርቲ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም ።