Source: Getty Imagesብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ዘዕብይዎም ወለዲ ዘይብሎም ካብ ካልኦት ሃገራት ቆልዑት ኣምጺኦም ከዕብዩ ይደልዩ እዮም። ኣውስትራሊያ ምስ ዝተፈላለዩ ሃገራት ስምምዕ ርዕመት ኣለዋ ፤ ይኹን እምበር ካብ ወፃእ ሃገር ቆልዓ ናይ ምቕባል መስርሕ ነዊሕ ከምዝኾነን ሓያል ተወፋይነት ከምዘድልዮን ይፍለጥ ።
ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ዘዕብይዎም ወለዲ ዘይብሎም ካብ ካልኦት ሃገራት ቆልዑት ኣምጺኦም ከዕብዩ ይደልዩ እዮም። ኣውስትራሊያ ምስ ዝተፈላለዩ ሃገራት ስምምዕ ርዕመት ኣለዋ ፤ ይኹን እምበር ካብ ወፃእ ሃገር ቆልዓ ናይ ምቕባል መስርሕ ነዊሕ ከምዝኾነን ሓያል ተወፋይነት ከምዘድልዮን ይፍለጥ ።