Dr Berhan AHmed and Senay Ghebremedhn Source: Suppliedኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዲ/ዳኒኤል ክብረት፡ ኣብዝገበሮ ናይ መለዓዓሊ መደረ፡ ኣብ ታዝማኒያ/ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ዝነበሩ ደቀባት ኣቦርጂናዊያን ሓደ ሰብ ጥራይ ክሳብ ዝተርፍ ጸኒቶም እዮም ብምባል፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ትግራይ’ውን ወያነ ዝበሃል ኣተሓሳስባ ክጸንት ምዝራቡ፡ ብብዙሓት ክንቀፍ ተራእዩ እዩ። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ እዚ ጉዳይ ብኸመይ እዩ ዝር አ ንዝብል ሓሳብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድን ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ይዛረቡ። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝኾነ ዲ/ዳኒኤል ክብረት፡ ኣብዝገበሮ ናይ መለዓዓሊ መደረ፡ ኣብ ታዝማኒያ/ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ዝነበሩ ደቀባት ኣቦርጂናዊያን ሓደ ሰብ ጥራይ ክሳብ ዝተርፍ ጸኒቶም እዮም ብምባል፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ትግራይ’ውን ወያነ ዝበሃል ኣተሓሳስባ ክጸንት ምዝራቡ፡ ብብዙሓት ክንቀፍ ተራእዩ እዩ። ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ እዚ ጉዳይ ብኸመይ እዩ ዝር አ ንዝብል ሓሳብ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድን ጋዜጠኛ ሰናይ ገብረመድህን ይዛረቡ። ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።