Credit: Moment RF / Traceydee Photography/Getty Imagesንገዛኻ ወይ ንንብረትካ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኣጋጣሚታት ክትሓስቦ ባህ ዘብል እኳ እንተ ዘይኰነ ፡ ክበጽሕ ዘይክእል ኩነታት ግን ኣይኰነን ። ከም ዕልቕልቕ ማይ ፡ ህቦብላን ባርዕ ጣሻን ዝኣመሰለ ኵነታት ኣየር ፡ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ኣውስትራልያ ስሩዕ ኣካል ህይወት እዩ ። ዋላ "ውን ተኻሪኻ ትነብር እንተኾንካ ፣ ከም ናይ ማይ መጉዳእቲ ወይ ስርቂ ብዝኣመሰሉ ነገራት ክትጽሎ ትኽእል ኢኻ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ክኢላታትና ነቲ ኣብ ናይ ቤትን ኣብ ትሕዝቶን ዝግበር መድሕን ዝምልከት ኣገዳሲ ነጥብታት ተንቲኖም ኣለዉ፣ ክትጥንቀቐሉ ዝግባእ ነገራትን እቲ ንመድሕን ዝኽፈል እናዛየደ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እንታይ ክትገብር ከምዘለካ'ውን ምኽሪ ኣለዎም።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንገዛኻ ወይ ንንብረትካ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኣጋጣሚታት ክትሓስቦ ባህ ዘብል እኳ እንተ ዘይኰነ ፡ ክበጽሕ ዘይክእል ኩነታት ግን ኣይኰነን ። ከም ዕልቕልቕ ማይ ፡ ህቦብላን ባርዕ ጣሻን ዝኣመሰለ ኵነታት ኣየር ፡ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ኣውስትራልያ ስሩዕ ኣካል ህይወት እዩ ። ዋላ "ውን ተኻሪኻ ትነብር እንተኾንካ ፣ ከም ናይ ማይ መጉዳእቲ ወይ ስርቂ ብዝኣመሰሉ ነገራት ክትጽሎ ትኽእል ኢኻ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ክኢላታትና ነቲ ኣብ ናይ ቤትን ኣብ ትሕዝቶን ዝግበር መድሕን ዝምልከት ኣገዳሲ ነጥብታት ተንቲኖም ኣለዉ፣ ክትጥንቀቐሉ ዝግባእ ነገራትን እቲ ንመድሕን ዝኽፈል እናዛየደ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እንታይ ክትገብር ከምዘለካ'ውን ምኽሪ ኣለዎም።
Check out our podcast collection here