SKIP TO MAIN CONTENT

ኣፍሪቃዊ ሓረስታይ ኣብ ኣውስትራሊያ

Feature
Source: Hyeronime Tshindngi (SBS)

እዋን ክሪስማስ እዋን ብልዒ፡ ምትእኽኻብ ስድራን ወግዒንዩ እንተኾነ ብዙሓት ብስደት ዝነብሩ ሰባት ህይወቶም ኩሉ ናይ ጓና ህይወት ስለዝኾነ ከቢድ ብድሆ እዩ ዝኾኖም። በዚ ድማ’ዩ ሓደ ካብ ኮንጎ ብስደት ናብ ኣውስትራሊያ ዝመጸ ናይ ፈለማ ኮመርሺያላዊ ኣፍሪቃዊ ሕርሻ ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ተዋፊሩ ዘሎ፡ እዚ ብምግባሩ ማሕበረሰቡ ናብ ሓደ ከምጽኦም ክኢሉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዋን ክሪስማስ እዋን ብልዒ፡ ምትእኽኻብ ስድራን ወግዒንዩ እንተኾነ ብዙሓት ብስደት ዝነብሩ ሰባት ህይወቶም ኩሉ ናይ ጓና ህይወት ስለዝኾነ ከቢድ ብድሆ እዩ ዝኾኖም። በዚ ድማ’ዩ ሓደ ካብ ኮንጎ ብስደት ናብ ኣውስትራሊያ ዝመጸ ናይ ፈለማ ኮመርሺያላዊ ኣፍሪቃዊ ሕርሻ ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ተዋፊሩ ዘሎ፡ እዚ ብምግባሩ ማሕበረሰቡ ናብ ሓደ ከምጽኦም ክኢሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now