Wagombea wa uchaguzi wa halmashauri katika jimbo la Victoria: Eli Muse kushoto), Ring Mayar (katikati) na Susan Yengi (kulia) Source: SBSኣብ ቪክቶሪያ ኣብዝግበር ናይ ካውንስል ምርጫ ኣብ ትሕተ ሰሃራ ተወሊዶም ተሰዲዶም ብዝመጹ ሰለስተ ተወዳደርቲ ንፈለማ እዋን ተሳተፍቲ ብምዃን ታሪኽ ይሰርሑ ኣለዉ። ዝሓሸ ውክልና ንኽህሉ ዝጉስጉሱ ዘለዉ እዞም ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎም ተነሓናሕቲ፡ ነቶም ን ኡሳን ማሕበረሰብ ኣፍሪቃዊያን ሓድሽ ጎደና ከምዝኸፍቱ ይትስፈዉ።
ኣብ ቪክቶሪያ ኣብዝግበር ናይ ካውንስል ምርጫ ኣብ ትሕተ ሰሃራ ተወሊዶም ተሰዲዶም ብዝመጹ ሰለስተ ተወዳደርቲ ንፈለማ እዋን ተሳተፍቲ ብምዃን ታሪኽ ይሰርሑ ኣለዉ። ዝሓሸ ውክልና ንኽህሉ ዝጉስጉሱ ዘለዉ እዞም ኣፍሪቃዊ መበቆል ዘለዎም ተነሓናሕቲ፡ ነቶም ን ኡሳን ማሕበረሰብ ኣፍሪቃዊያን ሓድሽ ጎደና ከምዝኸፍቱ ይትስፈዉ።