መራሕቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካል ኦት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃን ናብ ደቡብ ኮርያ ኣትዮም።
Credit: X
እዚ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝሳተፍሉ ዋዕላ መንግስቲ ዩን ሱክ ዮል ካብ ዝጅምር እቲ ዝዓበየ ዋዕላ ከምዝኸውንን ደቡብ ኮርያ፡ ኣፍሪቃ ዘሳተፈ ፈላማይ እተእንግዶ ዋዕላ’ዩ። መራሒ ደቡብ ኮርያ ምስ ነፍሲ ወከፍ መራሒ ኣፍሪቃ ብውልቂ ከምዝዘራረብ'ውን ተፈሊጡ ኣሎ።
Share
Credit: X
SBS World News