A man believed to be the hijacker leaves the plane in Larnaca (AAP) Source: A man believed to be the hijacker leaves the plane in Larnaca (AAP)ብሱዕዲ ዓረብ ዝምራሕ ጥምረት ሃገራት ኣብ የመን ጣልቃ ምእታው ካብ ዝጅምራ ሓደ ዓመት ኣብ ዘቑጽረሉ ዘሎ እዋን፡ ብዓሰርተታት ኣሻሓት ዝቑጸር ህዝቢ የመን ንሰላማዊ ሰልፊ ወጺኡ ዊዒሉ።ሱዳን ንቆልዑ ወተሃደራት ገይራ ከይትኸትብ ብምፍራማ ዉሕሃ ብሓጎስ ተቐቢልዎ፡፣ነታ ካብ ኣለክሳንድርያ ናብ ካይሮ ናይ ግብጺ ትጎዓዝ ዝነበረት ጨውዩ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ላርናካ ናይ ስይፕረስ ከምትዓልብ ዝገበረ ሰብ መንዩ?
ብሱዕዲ ዓረብ ዝምራሕ ጥምረት ሃገራት ኣብ የመን ጣልቃ ምእታው ካብ ዝጅምራ ሓደ ዓመት ኣብ ዘቑጽረሉ ዘሎ እዋን፡ ብዓሰርተታት ኣሻሓት ዝቑጸር ህዝቢ የመን ንሰላማዊ ሰልፊ ወጺኡ ዊዒሉ።ሱዳን ንቆልዑ ወተሃደራት ገይራ ከይትኸትብ ብምፍራማ ዉሕሃ ብሓጎስ ተቐቢልዎ፡፣ነታ ካብ ኣለክሳንድርያ ናብ ካይሮ ናይ ግብጺ ትጎዓዝ ዝነበረት ጨውዩ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ላርናካ ናይ ስይፕረስ ከምትዓልብ ዝገበረ ሰብ መንዩ?