ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን ዶብ ኢትዮጵያ ሰጊሮም 140 ሰባት ቀቲሎም፡ ዝተጨውዩ ሰባት ንምምላስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ስርሒት ጀሚሩ። ስም መራሒ ጂቡቲ ኣብ Facebook ስለዝኸፍ ኤ ፕረሲደንት ዑመር ገለ ኣብ ኣየርልናድ ዝርከብ ትካል Facebook ክሲ ኣቕሪቡ። ኣብ ማእከላይ ባሕሪ 500 ሰባት ጥሒሎም ህይወቶም ሲኢኖም ከይኮኑ ተሰጊኡ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends