SKIP TO MAIN CONTENT

'ምዕራባውያን ኢድኩም ካብ ኣፍሪቃ ኣክቡ፣ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኸኣ ታሪኽ ከይወቕሰኩም ሰላም ኣብ ምስፋን ድሕርሕር ኣይትበሉ' ጳጳስ ፍራንሲስ

DR CONGO POPE FRANCIS VISIT
epa10443152 Pope Francis (L) meets victims of the conflict in eastern Democratic Republic of Congo (DRC) at the Apostolic Nunciature in Kinshasa, Congo, 01 February 2023. Pope Francis arrived in Congo for a six-day trip to Africa that will also include South Sudan. EPA/CIRO FUSCO Source: ANSA / CIRO FUSCO/EPA

ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ኣፍሪቃ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ንግደት ብምቕጻል ካብ ኮንጎ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዮም፡ ኣብ ኮንጎ ንግዳያት ጾታዊ ዓመጽን በደላትን እቲ ዝስመዖም ቃንዛ ቃንዝኦም ምዃኑ ክገልጽሎም ‘ከለዉ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከኣ ነቶም ኣብ ጎድኖም ተቐሚጦም ዝነበሩ መራሕቲ ሰላም ከቐድሙ ተማሕጺኖሞም። እቶም ጳጳስ ኣብ መደረታቶም ዝተጠቕሙሎም ቃላት ግዳያትን ተጣበቕትን ሓገዝቲ ኢሎሞም።

Published

By Tom Canetti

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጳጳስ ፍራንሲስ ኣብ ኣፍሪቃ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ንግደት ብምቕጻል ካብ ኮንጎ ናብ ደቡብ ሱዳን ኣትዮም፡ ኣብ ኮንጎ ንግዳያት ጾታዊ ዓመጽን በደላትን እቲ ዝስመዖም ቃንዛ ቃንዝኦም ምዃኑ ክገልጽሎም ‘ከለዉ ኣብ ደቡብ ሱዳን ከኣ ነቶም ኣብ ጎድኖም ተቐሚጦም ዝነበሩ መራሕቲ ሰላም ከቐድሙ ተማሕጺኖሞም። እቶም ጳጳስ ኣብ መደረታቶም ዝተጠቕሙሎም ቃላት ግዳያትን ተጣበቕትን ሓገዝቲ ኢሎሞም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now