Source: Getty Imagesኣቦወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ጂቡቲ ኣብ ዘአንገደቶ መበል 38 ፍሉይ ዋዕላ ኢጋድ ኢትዮጵያ ሓድነታን ርግኣታን ንምዕቃብ ኢላ ኣብ ክልል ትግራይ ‘ሕጋዊ’ ወተሃደራዊ ስጉምቲ’ያ ወሲዳ ክብል መኽፈቲ መደረ ኣስሚዑ። እቶም መራሕቲ ሃገራት ኣኼብኦም ኣብ ዘጋብእሉ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ሰብኣዊ ስቓይ ናይ’ቲ ኲናት ግን ዘሻቕል’ዩ ክብል ወሲኹ።
ኣቦወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ጂቡቲ ኣብ ዘአንገደቶ መበል 38 ፍሉይ ዋዕላ ኢጋድ ኢትዮጵያ ሓድነታን ርግኣታን ንምዕቃብ ኢላ ኣብ ክልል ትግራይ ‘ሕጋዊ’ ወተሃደራዊ ስጉምቲ’ያ ወሲዳ ክብል መኽፈቲ መደረ ኣስሚዑ። እቶም መራሕቲ ሃገራት ኣኼብኦም ኣብ ዘጋብእሉ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ሰብኣዊ ስቓይ ናይ’ቲ ኲናት ግን ዘሻቕል’ዩ ክብል ወሲኹ።