"ኣብ ቪክቶሪያ ናይ መጀመርታ ንደቂ ኣንስትዮ ዝዓለመ ማሕበራዊ ትካል ኢና ኣበጊስና ዘለና።" ናጅዋ ያሲን
Nagwa Yassin Credit: Supplied
ኣብ ከተማ መልበርን ኣብዚ ቅሩብ እዋን ንብስደት ዝመጻ ደቂ ኣንስትዮ ስራሕ ኣብ ምርካብን ኣብ ምሕያልን ዝሰርሕ ማሕበራዊ ትካል ተኸፊቱ ኣሎ። ብዛዕባ እቲ ትካልን ዕላማኡን ዝምልከት ምስ መስራቲት እቲ ትካል ወ/ሮ ነጅዋ ያሲን ዝተገብረ ዕላል።
Share