SKIP TO MAIN CONTENT

“በዚ ዝወርድ ዘሎ ሰላም ሓጎስና ወሰን የብሉን” ድምጻዊያን ኣሌክስን ኣንበሳን

Alex and Anbes
Source: SBS Tigrinya and Alex

ተቐማጦ መልበርን ድምጻዊያን ኣሌክስ ካሕሳይን ኣንበሳ ግርማይን፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝሰፍን ዘሎ ሃዋሁው ሰላም ከምዘሐጉሶም ንረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ገሊጾም። ንኽልቲኡ ህዝቢ ዝኸውን ናይ ሰላም መዝሙር ከምዝቓንዩ’ውን ኣተንቢሆም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ተቐማጦ መልበርን ድምጻዊያን ኣሌክስ ካሕሳይን ኣንበሳ ግርማይን፣ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝሰፍን ዘሎ ሃዋሁው ሰላም ከምዘሐጉሶም ንረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ገሊጾም። ንኽልቲኡ ህዝቢ ዝኸውን ናይ ሰላም መዝሙር ከምዝቓንዩ’ውን ኣተንቢሆም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now