SKIP TO MAIN CONTENT

ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ፈቓድ ስራሕ ስለዝደንጎዮ ኣብ ግጥም ኣንጻር ዎልቭስ ኣይተሳተፈን

Eritrean Swedish Alexander Isak
Aexander Isak Credit: Getty Images

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/08/2022) * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ያለምዘርፍ የኋላውን ጀማል ይመርን ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኣንትሪም ኮስት ናይ'ቲ ውድድር ሓድሽ ክብረወሰን ብዝኾነ ግዜ ደጊሞም ተዓዊቶም፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ብረታኘ ክላሲክ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ ብምውዳእ 6ይ ወጺኡ፣ * ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ናብ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ቻን 2023 ንምሕላፍ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥመን ኣካይደን ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኩዕሶ እግሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ጋንታ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኒውካስትል ዩናይትድ ብከባቢ 60 ሚልዮን ፓውንድ ምስኣ ክጽንበር ከምዘፈረመቶ ብወግዒ ኣፍሊጣ፣ ናይ ስራሕ ፈቓዱ ገና ስለዘይተዋህቦ ግን ኣብ ግጥም ኣንጻር ዎልቭስ ከይተሰለፈ ተሪፉ፣ * ተሳትፎ ኣሜሪካዊ ገዲም ኩዕሶ ሰኪዐት ሻኪል ኦኒል ኣብ ጉዳይ ደቀባት ኣውስትራልያ ፍልልያት ርእይቶን ክትዕን ፈጢሩ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (29/08/2022) * ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ያለምዘርፍ የኋላውን ጀማል ይመርን ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኣንትሪም ኮስት ናይ'ቲ ውድድር ሓድሽ ክብረወሰን ብዝኾነ ግዜ ደጊሞም ተዓዊቶም፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ብረታኘ ክላሲክ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝለዓሉ 10 ተቐዳደምቲ ኮይኑ ብምውዳእ 6ይ ወጺኡ፣ * ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ናብ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ቻን 2023 ንምሕላፍ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥመን ኣካይደን ብዘይሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፣ * ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኩዕሶ እግሪ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ጋንታ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኒውካስትል ዩናይትድ ብከባቢ 60 ሚልዮን ፓውንድ ምስኣ ክጽንበር ከምዘፈረመቶ ብወግዒ ኣፍሊጣ፣ ናይ ስራሕ ፈቓዱ ገና ስለዘይተዋህቦ ግን ኣብ ግጥም ኣንጻር ዎልቭስ ከይተሰለፈ ተሪፉ፣ * ተሳትፎ ኣሜሪካዊ ገዲም ኩዕሶ ሰኪዐት ሻኪል ኦኒል ኣብ ጉዳይ ደቀባት ኣውስትራልያ ፍልልያት ርእይቶን ክትዕን ፈጢሩ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now