SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራን ሩዋንዳን ኣብ ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያት ኣብ ታንዛንያ ኣብ መወዳእታ ሰዓት ኣይንሳተፍን ኢለን፡

Alexander Isak scores for Sociedad
Source: MSN

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/11/2020) ** ኤርትራን ሩዋንዳን ካብ’ቲ ኣብ ታንዛንያ ዝተጀመረ ግጥማት ኩ’እግሪ ሃገራት ምብራቕን ማእከላይ ኣፍሪቃ ወይ ሴካፋ ት20 መንእሰያት ከምዘይሳተፋ ተፈሊጡ፡ ** ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ካሜሩን 2021 ኢትዮጵያ ደጊማ ኣንጻር ማሊ ኣብ ባህር ዳር ገጢማ 3-0 ስዒራ፡ ** ኢትዮጵያዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ ኣባል ጋንታ ሚቸልተን ስኮት ጽጋቡ ግርማይ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ምስ’ታ ጋንታ ክጸንሕ ፈሪሙ፡ ** ጋንትኡ ንኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ስማ ናብ ኣስታና-ፕሪምየር ቴክ ቀይራ፡ ** ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ወሳኒት ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ሶሰይዳድ መሪሕነታ ኣብ ጠርዚ ጠረጴዛ ላሊጋ ክትዕቅብ ሓጊዙ፡ ** ሶሻል መድያ ኣብ ምፍልላይን ምብኣስን ሰባት ኣበርክቶኡ ኣብ ዝንቀፈሉ ዘሎ እዋን ረብሕኡ ዘጉልሕ ኣብነት ካብ ሓደ ኢኳዶርያዊ ተጻዋታይ ኩ’እግሪ ተረኺቡ፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now