ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ክብረወሰናት ብምስባር ኣብ ጋንትኡ ፍሉይ ታሪኽ ይሰርሕ Source: Twitterሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/02/2021) * ኣብ ፖላንድ ውድድራት ኣትለቲክስ ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ ተኻይዱ መንእሰይ ኢትዮጵያዊት ለምለም ሃይሉ ኣብ 3000 ሜ ኣብ መደብ ዕድሚኣ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ቬሎ ኣላንያ ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ ዝድነቕ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኣብ ፖድየም ተሰቒሉ፡ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ስፐይን (ላሊጋ) ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶታት ብተኸታታሊ ዘመዝግቦ ዘሎ ብምቕጻል ሰንበት ሰለስተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ሃት ትሪክ ሰሪሑ፡ * ከዋኽብቲ ኣትሌታት ኣብ ግዜ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣርኣያ ሕብረተሰብ ወይ ሞዴል ካብ ምዃን ሓሚቖም ድዮም፧
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/02/2021) * ኣብ ፖላንድ ውድድራት ኣትለቲክስ ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ ተኻይዱ መንእሰይ ኢትዮጵያዊት ለምለም ሃይሉ ኣብ 3000 ሜ ኣብ መደብ ዕድሚኣ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ቬሎ ኣላንያ ኤርትራዊ መትከል ኢዮብ ዝድነቕ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ኣብ ፖድየም ተሰቒሉ፡ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ስፐይን (ላሊጋ) ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶታት ብተኸታታሊ ዘመዝግቦ ዘሎ ብምቕጻል ሰንበት ሰለስተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ሃት ትሪክ ሰሪሑ፡ * ከዋኽብቲ ኣትሌታት ኣብ ግዜ ለበዳ ኮቪድ-19 ኣርኣያ ሕብረተሰብ ወይ ሞዴል ካብ ምዃን ሓሚቖም ድዮም፧