ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝመርሖም ኣጥቃዕቲ ዘለውዋ ሪያል ሶሰይዳድ ከይተሳዕረት 13 ተኸታተልቲ ግጥማት ድሕሪ ምጉዓዛ 3 ግዜ ዓወት ተሓሪምዋ

Real Sociedad's Eritrean-Swedish star

Source: Football Espana

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/12/2021) * ኬንያውያን ኣብ ዝዓብለልዎ ማራቶን ቫለንስያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ጾታታት ካልኣይ ደረጃ ሒዞም ወዲኦም፡ ሓደ ኤርትራዊ ኸኣ 6ይ ወጺኡ፡ * ደቀንስትዮ መንእሰያት ት20 ኢትዮጵያ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ት20 ኮስታሪካ ንቦትስዋና ስዒረንአን፡ * ፊፋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረቶ ምድብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣንጻር ጋና ንዘካየደቶ ወሳኒ ግጥም መጻረዪ ንዋንጫ ዓለም ብዝምልከት ዘእተወቶ ጥርዓት ተቐባልነት የብሉን ክብል ነጺግዎ፡ * ሻምፒዮናታት ኦሎምፒክስ ዝኾኑ ኮሎምቢያዊት ኢለይን ቶምሶን-ሄራህን ኖርወጃዊ ካርስተን ዎርሆልምን ኣብ ስልማታት ኣትለቲክስ ዓለም 2021 ብሉጻት ኣትሌታት ዓለም ናይ’ዚ ዓመት ተባሂሎም ተሰይሞም፡ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝመርሖ መስመር መጥቃዕቲ ሒዛ ኣብ ግጥማት ላሊጋ ኣንጻር ሪያል ማድሪድ ዝገጠመት ሪያል ሶሰይዳድ 2-0 ተሳዒራ



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service