Source: Getty Imagesእዚ ትሕዝቶ ጽሟቕ ብኣለክስ ደ ዋል (Alex de Waal) ላዕለዋይ ዳይረክተር World Peace Foundation ከም ኡውን ተመራማሪ ፕሮፌሶር ኣብ ታፍትስ ዩኒቨርሲቲ ዝቐረበ ትሕዝቶ እዩ፡ ኣለክስ ብዕለት 27 ጥሪ 2021 ን ሓደ ካብ ላዕለዎትን ነባራትን ኣባል ኢህወደግ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲት ፒስ ኣንድ ሰኩሪትይ ፋውንዴሽን ዝመስረተን ኣቶ ሙሊጌታ ገብረህይወት በርሀ ኲናት ኣብ ትግራይ ምስጀመረ ናብ ርሑቕ ከባቢታት ትግራይ ዝርከብ፡ ካብ በረኻታት ትግራይ ኣዛሪብዎ ኔሩ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኩነታት ድማ ገሊጽሉ ኣሎ፡ ጽሟቑ ይስዕብ፡
እዚ ትሕዝቶ ጽሟቕ ብኣለክስ ደ ዋል (Alex de Waal) ላዕለዋይ ዳይረክተር World Peace Foundation ከም ኡውን ተመራማሪ ፕሮፌሶር ኣብ ታፍትስ ዩኒቨርሲቲ ዝቐረበ ትሕዝቶ እዩ፡ ኣለክስ ብዕለት 27 ጥሪ 2021 ን ሓደ ካብ ላዕለዎትን ነባራትን ኣባል ኢህወደግ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲት ፒስ ኣንድ ሰኩሪትይ ፋውንዴሽን ዝመስረተን ኣቶ ሙሊጌታ ገብረህይወት በርሀ ኲናት ኣብ ትግራይ ምስጀመረ ናብ ርሑቕ ከባቢታት ትግራይ ዝርከብ፡ ካብ በረኻታት ትግራይ ኣዛሪብዎ ኔሩ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ትግራይ ዝፍጸም ዘሎ ኩነታት ድማ ገሊጽሉ ኣሎ፡ ጽሟቑ ይስዕብ፡