ጥሪ ዝጅመር ግጥማት ባይታ ቴኒስ 'ኣውስትራልያን ኦፕን' ኣንጻር ኮቪድ-19 ዝተኸትቡ ተጻወቲ ጥራይ ክሳተፍዎ'ዮም

Novak Djokovic

Source: AAP

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/11/2021) * ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ጸሃይ ገመቹ ክትዕወት እንከላ ኡጋንዳዊ ጃኮብ ኪፕሊሞ ሓድሽ ክብረወሰን ኣመዝጊቡ፡ * መንእሰይ ኤርትራዊ ተቐዳዳምይ ብሽግለታ መሓሪ ተወልደ ንወቕቲ 2022 ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ጋንታ ፕሮ ታች ቲም ተጸንቢሩ፡ * ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ኣውስትራልያ ምስ ዝመደበራ ጋንታ ቅ/ብ ባይክ ኤክስቸንጅ ክሳብ 2023 ዘጽንሖ ተወሳኺ ናይ ክልተ ዓመት ውዕል ፈሪሙ፡ * ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ዝጅመር ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ኣንጻር ኮቪድ-19 ዝተኸትቡ ተጻወቲ ጥራይ’ዮም ዝሳተፍዎ ክብል ዋና ኣካያዲ’ቲ ውራይ ኣፍሊጡ



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now