SKIP TO MAIN CONTENT

“ሓንቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራዊያን ኮሮና ምልካፋ፡ ዘሰክፍ’ዩ።” ካብ ኣተሓባበርቲ ሓገዝ ኣብ ትግራይ ኣቶ ተስፎም

SBS Tigrinya News
Source: Supplied

ካብ ኣብዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራዊያን ብመገዲ Eritrean Community Connections (ECC) ከም ኡውን ግሎባል ይ ኣክል ንምምካት ኮሮና ቫይረስ ኣቢሎም ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራዊያን፡ ሓገዝ ኣብ ምቕራብ ይርከቡ። ነዚ ኣብ ትግራይ ካብ ዘተሓባብሩ ኣቶ ተስፎም ገብረመድህን፡ ብዛዕባ እታ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፈትን ብዛዕባ ንጥፈታት ኣብቲ መዓስከራት ስደተኛታትን ሓቢሩ ኣሎ።

Published

By በየነ ሰመረ

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ኣብዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራዊያን ብመገዲ Eritrean Community Connections (ECC) ከም ኡውን ግሎባል ይ ኣክል ንምምካት ኮሮና ቫይረስ ኣቢሎም ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከራት ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራዊያን፡ ሓገዝ ኣብ ምቕራብ ይርከቡ። ነዚ ኣብ ትግራይ ካብ ዘተሓባብሩ ኣቶ ተስፎም ገብረመድህን፡ ብዛዕባ እታ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፈትን ብዛዕባ ንጥፈታት ኣብቲ መዓስከራት ስደተኛታትን ሓቢሩ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now