SKIP TO MAIN CONTENT

“ኣብ ኤርትራዊያን ብዙሕ ጸገማት ኣሎ፡ ንኹሉ ዝኸውን ፍታሕ’ውን ኣብ ኤርትራዊያን ኣሎ። እቲ ጸገም ንኽልቲኡ ዘላግብ ዘይምህላው’ዩ” ክብረኣብ ይመስገን

Eritrean Community Connections
Source: Kbreab Yimesghen

ኣብ ሕ/መ/ ኣመሪካ ብዉሑዳት ሰባት እተበገሰ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ኣብ ምሕጋዝ ጽጉማት ዝነጥፍ ብ Eritrean Community Connections (EEC) ዝብል ስም ዝፍለጥ ትካል ኣሎ። ዕላማን ኣቃዉማን እቲ ትካል፡ ዛጊት ዝዓመሞም ዕማማት፥ ኣብዚ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራዊያን ኣብ ምሕጋዝ ዝገብሮ ዘሎ ተሳትፎን ካልእ ተዛማዲ ሕቶታትን ኣቦ መንበር ቦርድ ናይቲ ትካል ኣቶ ክብረኣብ ይመስግን መሊሱ ኣሎ። ኣብዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክስማዕ ይከኣል።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሕ/መ/ ኣመሪካ ብዉሑዳት ሰባት እተበገሰ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ኣብ ምሕጋዝ ጽጉማት ዝነጥፍ ብ Eritrean Community Connections (EEC) ዝብል ስም ዝፍለጥ ትካል ኣሎ። ዕላማን ኣቃዉማን እቲ ትካል፡ ዛጊት ዝዓመሞም ዕማማት፥ ኣብዚ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ንዝርከቡ ኤርትራዊያን ኣብ ምሕጋዝ ዝገብሮ ዘሎ ተሳትፎን ካልእ ተዛማዲ ሕቶታትን ኣቦ መንበር ቦርድ ናይቲ ትካል ኣቶ ክብረኣብ ይመስግን መሊሱ ኣሎ። ኣብዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክስማዕ ይከኣል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now