Source: Suppliedኣቶ ልኡል ፍስሃ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ዘለዎ ትግራዋይ እዩ፡ ንሱ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት መሻርኽቱ ሓደ ኩባንያ ብምጥያስ፡ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ሕርሻን ህንጻን ኣውፊሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ እዩ። ኣብዚ ሰሙን ናብ ከተማ መልበርን ምስተመልሰ ኣብ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምኽፋቱ ኣብ ኣውፈርቲ ትግራይ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽል ምስ ናይ ገዛእ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ፡
ኣቶ ልኡል ፍስሃ ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ዘለዎ ትግራዋይ እዩ፡ ንሱ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት መሻርኽቱ ሓደ ኩባንያ ብምጥያስ፡ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ሕርሻን ህንጻን ኣውፊሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ እዩ። ኣብዚ ሰሙን ናብ ከተማ መልበርን ምስተመልሰ ኣብ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምኽፋቱ ኣብ ኣውፈርቲ ትግራይ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽል ምስ ናይ ገዛእ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ፡