ጠንቂን ሳዕቤንን ኲናት ኣብ ትግራይ ብመነጽር ትግራዋይን ኤርትራዊን፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪን ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽን
ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ፡ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ Credit: Supplied
ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኲናት ዝምልከት ጠንቁን ሳዕቤናቱን ምስ ክልተ ምሁራን ማለት ምስ ዶ/ር ተስፋማሪያም መሓሪ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ከምኡ'ውን ምስ ዶ/ር ኣደራጀው ሓድሽ ካብ ካንቤራ ኣውስትራሊያ ዝሃብዎ ትንታነ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
Share