"ሙሴ ቬኒ ካብ ካልኦት ዲክታቶራት ዝፈልዮ፥ ዝገብሮ ዘበለ ሕጊ ተኸቲሉ'ዩ ዝገብሮ" ዘካሪያስ ገሪማ

Zekarias Gherima Source: Zekarias Gherima
ኡጋንዳ ሰላም ዝዓሰላ፡ ኣንጻራዊ ደሞክራሲን ቁጠባዊ ምዕባለን ዝዕምብበላ ዘላ ሃገር እያ፡ ፕረሲደንት ዩዌሪ ሙሴቨኒ ደኣ ብኸመይ'ዩ ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ጸኒሑን ዝቕጽል ዘሎን? ነዚ ኩነታት ኡጋንዳ ዝምልከት ጋዜጠኛ ዘካርያስ ገሪማ ጽቡቕ ጌሩ ተንቲንዎ ኣሎ።
Share