ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ኣን ዌበር ናብ መቐለ ክኸዳየን፣ ኣሜሪካዊ ልኡኽ ማይክ ሀመር ንተቓወምቲ ሰልፍታት ኣዘራሪቦም

Homeland Report

Source: Getty

ጸብጻባት ዜና: ንትግራይ ዘድሊ 100 ሚልዮን ዶላር ዝዋግኡ ዘመናዊ ድዅዒ ካብ ኢትዮጵያ ተዓዲጉ ይቐርብ ኣሎ ተባሂሉ፣ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮጳ ዝኾና ኣን ዌበር ናብ መቐለ ክኸዳ ምዃነን ኣፍሊጠን፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሀመር ብወገኖም ምስ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ተዘራሪቦም፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ኣብ ክታበት ህጻናት ብዘመዝገቦ ዓወት ተሸሊሙ፡ ኢትዮጵያ ካብ 492 ቶን ስጋ ኣእዱግ 600,000 ዶላር ኣታዊ ከም ዝረኸበት ተገሊጹ



Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now