SKIP TO MAIN CONTENT

ከበድቲ ጉዳያት ዓለም ንመልእኽትታት ልደት ዓብሊሎሞ

Pope Francis addressing a Christmas crowd at the Vatican
Source: AAP

መልእኽታት ልደት ካብ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓለምን ከም ብተለምዶ ንሰላም’ዮም ዘብዕሉ፡ ጸገማት ኣብ ዝበዝሖ እዋናት 2017 ግን እቲ ኣትኩሮ ናብ’ቶም ዓበይቲ ምክፍፋላት ሰጊሩ’ሎ። ኩነታት ኢየሩሳለምን ኣህጉራዊ ቅልውላው ስደተኛታትን ኣብ ገለ ካብ’ቶም ናይ ሓድሽ ዓመት መልእኽታት ኣብ ቅድመ ግንባር ወጺኦም ዘለው ዛዕባታት’ዮም።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መልእኽታት ልደት ካብ መራሕቲ ሃይማኖትን ዓለምን ከም ብተለምዶ ንሰላም’ዮም ዘብዕሉ፡ ጸገማት ኣብ ዝበዝሖ እዋናት 2017 ግን እቲ ኣትኩሮ ናብ’ቶም ዓበይቲ ምክፍፋላት ሰጊሩ’ሎ። ኩነታት ኢየሩሳለምን ኣህጉራዊ ቅልውላው ስደተኛታትን ኣብ ገለ ካብ’ቶም ናይ ሓድሽ ዓመት መልእኽታት ኣብ ቅድመ ግንባር ወጺኦም ዘለው ዛዕባታት’ዮም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now