SKIP TO MAIN CONTENT

መዓልቲ ኣንዛክ ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ተዘኪሩ ዊዒሉ።

Two New Zealanders wait to march before the Anzac Day March on Elizabeth St in Sydney, Sunday, April 25, 2021. (AAP Image/Mick Tsikas) NO ARCHIVING
Two New Zealanders wait to march before the Anzac Day March on Elizabeth St in Sydney, Sunday, April 25, 2021. (AAP Image/Mick Tsikas) NO ARCHIVING Source: AAP

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያዊያን ኣብዚ ናይ ANZAC መዓልቲ ነቲ ኣውስትራሊያዊያን ሰብኡትን ኣንስትን ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ዘኪሮም ዊዒሎም። እቲ ስነስርዓት ብዉሑድ ቁጽሪ እንተ ተፈጸመኳ፡ ፡ ካብት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ፡ ተሰሪዙን ተቐዪዱን ዝነበረ ዝኽሪ ናይ ሎሚ ዓመት ዝሓሸ እዩ ኔሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣውስትራሊያዊያን ኣብዚ ናይ ANZAC መዓልቲ ነቲ ኣውስትራሊያዊያን ሰብኡትን ኣንስትን ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ዘኪሮም ዊዒሎም። እቲ ስነስርዓት ብዉሑድ ቁጽሪ እንተ ተፈጸመኳ፡ ፡ ካብት ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19 ፡ ተሰሪዙን ተቐዪዱን ዝነበረ ዝኽሪ ናይ ሎሚ ዓመት ዝሓሸ እዩ ኔሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now