Arab Foreign Ministers pose for a group photo on the sideline of a preparatory meeting of Arab Foreign Ministers ahead of the 29th Summit of the Arab League. Source: EPA / EPA/AHMED YOSRI
መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ - ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝዓበየት ሃገር ብስፍሓት መሬት - ኣኼባ ይገብሩ ኣለዉ ። እዚ መበል 31 ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ካብ ለበዳ ኮቪድ-19 ንደሓር ንመጀመርታ ግዜ እዩ ዝካየድ ዘሎ ። ናህሪ ምውሳኽ ዋጋ ፡ ሕጽረት መግብን ጸዓትን ፡ ደርቂ ፡ ከምኡ "ውን ኣብ መነባብሮ ዘጋጥም ዘሎ ሃልኪ ፡ ኣጀንዳ ናይቲ ኣኼባ እዩ ። Published 3 November 2022 12:44pm
By Marcus Megalokonomos
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ኣብ ኣልጀርያ - ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝዓበየት ሃገር ብስፍሓት መሬት - ኣኼባ ይገብሩ ኣለዉ ። እዚ መበል 31 ዋዕላ ማሕበር ሃገራት ዓረብ ካብ ለበዳ ኮቪድ-19 ንደሓር ንመጀመርታ ግዜ እዩ ዝካየድ ዘሎ ። ናህሪ ምውሳኽ ዋጋ ፡ ሕጽረት መግብን ጸዓትን ፡ ደርቂ ፡ ከምኡ "ውን ኣብ መነባብሮ ዘጋጥም ዘሎ ሃልኪ ፡ ኣጀንዳ ናይቲ ኣኼባ እዩ ።