Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ብሰንኪ ቅልውላው ህጹጽ መዕቆቢ፣ መጽለሊ ወይ መጽንሒ የድልየኩም ድዩ፧

GFX 171224 CRISIS ACCOMODATION ALC HEADER.png

Every night more than 122,000 Australians experience homelessness.

ግዳም ሓደር እንተኾይንኩም ወይ ከምኡ ከጋጥመኩን ኣብ ሓደጋ እንተሃሊይኹም ናብ ሓደ ደሓን ዝኾነ ቦታ ክትከዱ ንመን ትሓቱ ምፍላጥ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል'ዩ። ዝተገለልኩም ኮይኑ ክስመዓኩም የብሉን፡ ሓገዝ ምሕታት ከኣ ዘሕፍር የብሉን። ኣብ ኣውስትራልያ ኣገልግሎታት ደገፍ ንዓኹም ኣብ ግዜ ቅልውላው ወይ ጸገም መጽለሊ ክትረኽቡ ዝሕግዝኹም ኣለዉ፡ ኣብ ዝኾነ ቦታ ሃልዉ ብዘየገድስ። እዚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ኣብ ጸገም ኣብ ትህልውሉን መዕቆቢ ወይ መጽለሊ ኣብ ዘድልየኩምን ብህጹጽ ንምርካቦም ዘለዉ ኣማራጺታት ክፍትሽ'ዩ።

Published

By Melissa Compagnoni

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS

Share this with family and friends

ግዳም ሓደር እንተኾይንኩም ወይ ከምኡ ከጋጥመኩን ኣብ ሓደጋ እንተሃሊይኹም ናብ ሓደ ደሓን ዝኾነ ቦታ ክትከዱ ንመን ትሓቱ ምፍላጥ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል'ዩ። ዝተገለልኩም ኮይኑ ክስመዓኩም የብሉን፡ ሓገዝ ምሕታት ከኣ ዘሕፍር የብሉን። ኣብ ኣውስትራልያ ኣገልግሎታት ደገፍ ንዓኹም ኣብ ግዜ ቅልውላው ወይ ጸገም መጽለሊ ክትረኽቡ ዝሕግዝኹም ኣለዉ፡ ኣብ ዝኾነ ቦታ ሃልዉ ብዘየገድስ። እዚ ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ኣብ ጸገም ኣብ ትህልውሉን መዕቆቢ ወይ መጽለሊ ኣብ ዘድልየኩምን ብህጹጽ ንምርካቦም ዘለዉ ኣማራጺታት ክፍትሽ'ዩ።

Key Points

  • Increasingly women are becoming homeless on fleeing domestic violence.
  • Homelessness support services can often provide support beyond immediate crisis accommodation.
  • When it’s safe to do so, go online to find your state or territory helplines and services.
  • Call 1800RESPECT for housing support if you’re escaping domestic and family violence.

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now