Source: Getty Imagesኣውስትራሊያውያን በብዓመቱ 74 ሚልዮን ቶን ጐሓፍ ይጉሕፉ፡ ካብዚ እቲ 60% ጥራይ ዳግማይ ይምስራሕ ወይ ሪሳይክል ይግበር ፡ እቲ ዝተረፈ ናብ መሬት ይጓሓፍ ። ብዛዕባ ዳግመ-ምምስራሕን ትምህርቲ ብምቕሳም ገለ ካብቲ ዝቐለለ ሕግታት ምስዓብን ብዙሕ ለውጢ ከምጽእ ይኽእል እዩ ።
ኣውስትራሊያውያን በብዓመቱ 74 ሚልዮን ቶን ጐሓፍ ይጉሕፉ፡ ካብዚ እቲ 60% ጥራይ ዳግማይ ይምስራሕ ወይ ሪሳይክል ይግበር ፡ እቲ ዝተረፈ ናብ መሬት ይጓሓፍ ። ብዛዕባ ዳግመ-ምምስራሕን ትምህርቲ ብምቕሳም ገለ ካብቲ ዝቐለለ ሕግታት ምስዓብን ብዙሕ ለውጢ ከምጽእ ይኽእል እዩ ።