SKIP TO MAIN CONTENT

ዝኽሪ ሚእቲ ዓመት ምኽታም ቀዳማይ ዉግእ ዓለም

Feature
Polygon Wood, Belgium Source: SBS

ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጋበአ ናይ መራሕቲ ኣኼባ፡ ናይ ጀርመንን ፈረንሳን መራሕቲ ሓደጋነት ናይዚ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ንፋስ ሃገራውነት ኣጠንቂቖም። መበል 100 ዓመት ምውዳእ ቀዳማይ ኩናት ዓለም ንምዝካር ብዙሓት መራሕቲ ሃገራት ኣብ ፓሪስ ይርከቡ። በቲ ኣብ ፈለማ ሽሕን ትሽዓተ ሚእቲ ዝነበረ ሕጊ መንነት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ቀዳማይ ዉግእ ዓለም ተሰሊፎም ክዋግኡ ዘኽኣል ኣየነበረን። ኣንተኾነ ኣቲ ሕጊ ንብዙሓት ካብዝተፈላለዩ መበቆል ዘለዎም ሰባት ኣብቲ ዝግበር ዝነበረ ኩናት ካብ ምስታፍ ክዓግቶም ኣይከኣለን። ብቐዳም 10 ሕዳር ነቲ ንሳቶም ዝፈጸምዎ ቅያ ንመዘከርታ ክከውን ተባሂሉ ሓደ ሓወልቲ ተተኺሉ ኣሎ።

Published

By Beyene Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተጋበአ ናይ መራሕቲ ኣኼባ፡ ናይ ጀርመንን ፈረንሳን መራሕቲ ሓደጋነት ናይዚ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ንፋስ ሃገራውነት ኣጠንቂቖም። መበል 100 ዓመት ምውዳእ ቀዳማይ ኩናት ዓለም ንምዝካር ብዙሓት መራሕቲ ሃገራት ኣብ ፓሪስ ይርከቡ። በቲ ኣብ ፈለማ ሽሕን ትሽዓተ ሚእቲ ዝነበረ ሕጊ መንነት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ቀዳማይ ዉግእ ዓለም ተሰሊፎም ክዋግኡ ዘኽኣል ኣየነበረን። ኣንተኾነ ኣቲ ሕጊ ንብዙሓት ካብዝተፈላለዩ መበቆል ዘለዎም ሰባት ኣብቲ ዝግበር ዝነበረ ኩናት ካብ ምስታፍ ክዓግቶም ኣይከኣለን። ብቐዳም 10 ሕዳር ነቲ ንሳቶም ዝፈጸምዎ ቅያ ንመዘከርታ ክከውን ተባሂሉ ሓደ ሓወልቲ ተተኺሉ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now