SKIP TO MAIN CONTENT

"ንዩክለራዊ ሓይሊ ዝኾነት ሩሲያ ምቕጻዕ ማለት ንብዘሎ ሰብኣዊነት ኣብ ሓደጋ ምእታው እዩ።" ፕረዚደንት ሩስያ ነበር ዲሚትሪ መድቨደቭ

NACA Feature
Russian Security Council Deputy Chairman and the head of the United Russia party Dmitry Medvedev Source: Pool Sputnik

ፕረዚደንት ሩስያ ነበር ዲሚትሪ መድቨደቭ ፡ ንከም ሩስያ ዝኣመሰለት ኑክልየሳዊ ሓይሊ ምቕጻዕ ትርጉም ኣልቦ ምዃኑ ገለጹ ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ወተሃደራት ዩክረይን ኣብ ክልቲኡ ስሎቭያንስክን ካርኪቭን ፡ ንወተሃደራት ሩስያ ናብ ድሕሪት ገጾም ኣብ ዝምለስሉ ዘለዉ እዋን እዩ ።

Published

By Essam Al-Ghalib

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፕረዚደንት ሩስያ ነበር ዲሚትሪ መድቨደቭ ፡ ንከም ሩስያ ዝኣመሰለት ኑክልየሳዊ ሓይሊ ምቕጻዕ ትርጉም ኣልቦ ምዃኑ ገለጹ ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ወተሃደራት ዩክረይን ኣብ ክልቲኡ ስሎቭያንስክን ካርኪቭን ፡ ንወተሃደራት ሩስያ ናብ ድሕሪት ገጾም ኣብ ዝምለስሉ ዘለዉ እዋን እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now