A canister of Ventolin is displayed in Sydney on Sunday, Nov. 27, 2016. (AAP Image/Paul Miller) NO ARCHIVING Source: AAP / PAUL MILLER/AAPIMAGEኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣውስትራሊያ ወቕቲ ቁጠዐ ሰብነት ወይ ኣለርጂ ስለዝህሉ ንሕሙማት ኣስማ ልዑል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ ። እቲ ብቐጻሊ ዝኽሰት ዘሎ ናይ ላ ኒና ዘሎ ኵነታት ኣየር ፡ ነቶም በዚ ሕማም እዚ ዝሳቐዩ ሰባት ፡ ብፍላይ ካብ መጀመርታ ጥቅምቲ ኽሳዕ መወዳእታ ታሕሳስ ኣብ ዘሎ ግዜ ፡ ኣብ ዝለዓለ ሓደጋ ከም ዘእትዎም ፡ ክኢላታት ይሕብሩ ።
Published
By Catriona Stirrat, Gareth Boreham
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣውስትራሊያ ወቕቲ ቁጠዐ ሰብነት ወይ ኣለርጂ ስለዝህሉ ንሕሙማት ኣስማ ልዑል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ ። እቲ ብቐጻሊ ዝኽሰት ዘሎ ናይ ላ ኒና ዘሎ ኵነታት ኣየር ፡ ነቶም በዚ ሕማም እዚ ዝሳቐዩ ሰባት ፡ ብፍላይ ካብ መጀመርታ ጥቅምቲ ኽሳዕ መወዳእታ ታሕሳስ ኣብ ዘሎ ግዜ ፡ ኣብ ዝለዓለ ሓደጋ ከም ዘእትዎም ፡ ክኢላታት ይሕብሩ ።