ኣውስትራልያ ኣብ ዓለም ሰርቪካል (ናይ ክሳድ ማህጸን) ካንሰር እተጥፍእ ቀዳመይቲ ሃገር ክትከውን ከምእትኽእል ሓደ ሓድሽ መጽናዕታዊ ውጽኢት ኣተንቢሁ። ኣብ ውሽጢ 20 ዓመታት እቲ ሕማም ካብ’ዛ ሃገር ዳርጋ ክጠፍእ’ዩ ተባሂሉ ትጽቢት ይግበር፡ እዚ ኸኣ 'ሓሓሊፉ ዝርአ ሕማም ጥራይ/Rare' ተባሂሉ ክምደብ ናብ ምግባሩ ሓደ ስጉምቲ ምቕራብ’ዩ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends