ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ ኣርንሀምላንድ ኣብ ፌስቲቫል ጋርማ ተሳቲፉ Source: AAPኣውስትራልያ ‘ደቀባታዊ ድምጺ ናብ ባይቶ (Indigenous Voice to Parliament)’ ንምቛም ታሪኻዊ ስጉምትታት ኣብ እትወስደሉ ዘላ እዋን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ’ቲ ቅዋም ክግበሩ ዝኽእሉ ለውጢታት ሓሳብ ኣቕሪቡ።
ኣውስትራልያ ‘ደቀባታዊ ድምጺ ናብ ባይቶ (Indigenous Voice to Parliament)’ ንምቛም ታሪኻዊ ስጉምትታት ኣብ እትወስደሉ ዘላ እዋን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ ኣብ’ቲ ቅዋም ክግበሩ ዝኽእሉ ለውጢታት ሓሳብ ኣቕሪቡ።