ዶ/ር ሳላሕ ጂምዕ ብዛዕባ ቁጠባዊ ቅልውላውን መንግስቲን ዉልቀሰባትን ዝወስድዎ ስጉምቲን ይዛረብ።ብዓለም ደረጃ ናህሪ ዋጋታት ጸዓትን መነባብሮን እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ኣውስትራሊያ ዘሎ ቁጠባዊ ኩነታት ከመይ ይመስል፧ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን ዶ/ር ሳላሕ ጂምዕ ተንቲኑ ኣሎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብዓለም ደረጃ ናህሪ ዋጋታት ጸዓትን መነባብሮን እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ኣውስትራሊያ ዘሎ ቁጠባዊ ኩነታት ከመይ ይመስል፧ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን ዶ/ር ሳላሕ ጂምዕ ተንቲኑ ኣሎ።