SKIP TO MAIN CONTENT

ካብ ስድራይ ልዕሊ 20 ሰብ ሞይቶምኒ፡ “እቲ ስርዓት እምበር ህዝቢ ኤርትራ ከምኡ ይገብር’ዩ ኢለ ስለዘይሓስብ በዚ ይደዓዓስ።”ኢትዮጵያዊ ኣውስትራሊያዊ ካብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ።

Australian Ethiopian speaks from Addis
Source: AAP

ካብ ኣውስትራሊያ ናብ ኢዮጵያ ከይዱ ኣብ ሕርሻን ህንጻን ኣውፊሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ፡ በዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ኣብ ህይወቱን ኣብዝፈልጦምን በጺሑ ዘሎ ሕማቕ ነገራት ካብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ኣካፊሉ ኣሎ። ንድሕነቱ ክበሃል ስሙ ኣይተጠቕሰን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ ኣውስትራሊያ ናብ ኢዮጵያ ከይዱ ኣብ ሕርሻን ህንጻን ኣውፊሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ፡ በዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ኩነታት ኣብ ህይወቱን ኣብዝፈልጦምን በጺሑ ዘሎ ሕማቕ ነገራት ካብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ኣካፊሉ ኣሎ። ንድሕነቱ ክበሃል ስሙ ኣይተጠቕሰን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now