ከተማ ሊዝሞር ብናይ'ዚ ዓመት ምዕልቕላቕ ኣዝየን ካብ ዝተጠቕዓ ሓንቲ እያ Source: AAP / JASON O’BRIEN/AAPIMAGEምብራቓዊ ገማግም ኣውስትራልያ ዝሕምሱ ዘለዉ ምዕልቕላቓት ኣብ ሓደ ሽሕ ዓመት ሓንሳብ ጥራይ ዘጋጥሙ ክስተታት ተባሂሎም ተገሊጾም። ዋና ጸሓፊ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጒተረሽ 'ምድንጓይ ማለት ሞት ማለት ስለዝኾነ' ስጉምቲታትና ክቀላጠፉ ይጽውዕ።
ምብራቓዊ ገማግም ኣውስትራልያ ዝሕምሱ ዘለዉ ምዕልቕላቓት ኣብ ሓደ ሽሕ ዓመት ሓንሳብ ጥራይ ዘጋጥሙ ክስተታት ተባሂሎም ተገሊጾም። ዋና ጸሓፊ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጒተረሽ 'ምድንጓይ ማለት ሞት ማለት ስለዝኾነ' ስጉምቲታትና ክቀላጠፉ ይጽውዕ።